-
-
ጠቕላላ ጽማቚ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ሱዳን 07 Aug 2016
8 – 7 – 2016 ጠቕላላ ጽማቚ ምጥራዝ ኤርትራውያን ካብ ሱዳን 80 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 120 ስደተኛታት 22 ሰዓታት ካብ ካርቱም ድሕሪ ምጒዓዞም ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብዕለት...
Read More -
-
-
-
ናይ መርድእ ምልክታ፡ ኣብ ጐደና ዝልጥፍ፣ 5000 ናቕፋ ክቕጻዕ ተወሲኑ 29 Jul 2016
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ዕለት 19 ሓምለ 2016 ንጻዕቂ መርድእ ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ኣኼባ ኣካይዱ። ትሕዝቶ ናይቲ ኣኼባ ዝዓበየ ክፋሉ እዚ ህዝቢ ሓዘን ተረኺቡ እናተባህለ ካብ ናብ ዝንቀሳቐሶ ዘሎ ንምዕጋት እንታይ...
Read More -
ናብ ስደት ዘምርሑ 10 መንእሰያት፣ 3 ተቐቲሎም፡ 7 ተታሒዞም 28 Jul 2016
ናብ ስደት ዘምርሑ 10 መንእሰያት፣ 3 ተቐቲሎም፡ 7 ተታሒዞም
Read More -
ካብ 45 ክሳብ 65 ዝዕድመኦም መማህራን ኤርትራ ብረት ክዓጥቁ ተኣዚዞም 25 Jul 2016
ካብ 45 ክሳብ 65 ዝዕድመኦም መማህራን ኤርትራ ብረት ክዓጥቁ ተኣዚዞም
Read More -
ስርዓት ኤርትራ ወጻእተኛታት ንምድንጋር: ንኣብያተ ማእሰርቲ ትእዛዝ ሂቡ:: 22 Jul 2016
ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ወጻእተኛታት ንምድንጋር: ንሰለስተ (3) ኣብያተ ማእሰርቲ ማለት: ንሰምበል ንጸጸራትን ሓዝሓዝን ናይ ሓሶት ድራማ ክገብሩ ፍሉይ ትእዛዛት ሂቡ ኣሎ:: ምንጭታትና ከምዝሕብሩዎ ነዚ ትእዛዝ ንምሃብ ዝተገደደሉ ምኽንያት: ኣብ'ዚ ሓጺር ግዜ...
Read More
ዜና- ትግርኛ
Take Action
Leaderboard
+485sc earned social capital
+485sc earned social capital