ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ፡
ብኣቦ ወንበር ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ መሳርሕቱን፡ ኣብ Los Angeles, CA ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ስለዝካየድ ኩሉኹም ግዱሳት ንኽትሳተፉዎ ብኽብሪ ንዕድም።ዕላማ ናይ ኣኼባ ንውሽጣውን ግዳማውን ኩነታት ሃገርና፡ ደምበ ተቓዉሞን ኣማራጺ መፍትሕታቱን ዝብሉ ኣርስታት ዝድህስስ’ዩ።ምስ ህዝብና ተላዚብና ሃናጺ ሓሳባትን ምኽርን ክልገሰልና። ምትብብባዕን ምትሕግጋዝን ከምዝግበረልና ብምእማን፡ ህዝባዊ ተሳታፍነትኩም ከይፍለየና ጻውዒትና ብኣኽብሮት ነቕርብ
Do you like this post?
Be the first to comment
Sign in with
Facebook Twitter